×
ዳዒያ መሐመድ አወል ሓጐስ ኣብ ኢትዬጵያ ቢፍላይ ካዓ ትግራይ በሕረስብ ብጣዕም ዝትፈለጠ ዳዒ ኢዩ ካምኡውን ኣብ ዓዲ ሱዳን ዘሎ ኢስላማዊ ቲቭ ኣፍሪካ ናይ ዳዕዋ መደብ ዘለዎ ዳዒ ኢዪ።