×
Image

የነዋቂዱል ኢስላም ማብራርያ - (ትግርኛ)

ሸይኽ ዶ/ር ሀይሠም ሰርሓን ብኢማም ሙሓመድ ቢን ዓብዱል ወሃብ ንዝተፀሓፈ ንሙስሊም አብ ሃይማኖቱ ሓደጋ ንዝኾንዎ ገለ ነጥቢታት ናይ ነዋቂዱል ኢስላም መትኒ መብርሂ ዝሃቡላ ኺታብ እያ። አብዚአ ኺታብ መብርሂ ዝተውሃቦም ሓሳባት ዓበይቲ መዕነውቲ ኢስላም ምስ ምዃኖም መብዛሕትኡ ሰብ ዝጋገየሎም ሓሳባት እዮም። ሙስሊም ዝኾነ ኩሉ ነዚ ብምፍላጥ ምእንታን ክርሕቀን ብዝብል እያ ዝተዳለወት።....

Image

IslamHouse.com - (ትግርኛ)

IslamHouse እቲ ዝዓበየ ብዓለም ቋንቋታት ዳዕዋ (ፃውዒት) ዝገብር መርበብ (ዌብሳይት) እንትኸውን ካብ ሚኢቲ ንላዕሊ ብዝኸውን ቋንቋ ኢስላማዊ መፃሕፍቲ ፤ ዝራኣዩን ዝስምዑን ነገራት ከምኡ ውን ፅሑፋትን የዳሉ ፡ ብተወሳኺ ድማ ተለጠፍቲ ነገራትን ፕሮግራማትን ውን የቅርብ ። https://islamhouse.com/ti/main

Image

ናይ ሳላት ግዴታ ( ዋጂብ) - (ትግርኛ)

ስለናይ ሳላት ግዴታ ( ዋጂብ) ዝትገልጽ ሙሓዳራ

Image

ኣተሓጻጽባ ነብሲ - (ትግርኛ)

ኣተሓጻጽባ ነብሲ

Image

ንነብሲ ዘሕጽቡን ማዓስ ምሕጻብ ግድን ከምዝኸውንን - (ትግርኛ)

ንነብሲ ዘሕጽቡን ማዓስ ምሕጻብ ግድን ከምዝኸውንን

Image

መግለጺ ጸሎት - (ትግርኛ)

መግለጺ ጸሎት

Image

መግለጺ ምንጻል ጥንሲ - (ትግርኛ)

መግለጺ ምንጻል ጥንሲ

Image

الولاء والبراء في الإسلام - (ትግርኛ)

No Description

Image

ድገፍታን ንጽገታን አብ እስልምና - (ትግርኛ)

እዚ መጽሐፍ ስለ ድገፍታን ንጽገታን አብ እስልምና ዚ ግለጽ ኢዩ

Image

መብራህርሂ ናይ ሰለስቲአን ሕቶታት ቀብሪን አርባዕቲአን መሰረታትን - (ትግርኛ)

ኢማም ሙሓመድ ቢን ዓብዱል ወሃብ ረሒመሁሏህ ኡሱሉ ሠላሣን ቀዋዒዱል አርበዕን ብዝብል ሽም ንዝፃሓፉወን ኺታብቲ ሸይኽ ሀይሠም ሰርሓን ብቋንቋ ዓረብኛ ዘዳለውዋ መብራህርሂ እያ። ብኺታብ ኡሱሉ ሠላሣህ ሕድሕድ ውልቀሰብ ኽፈልጠን ግቡእ ንዝኾናሉ ሰለስቲአን ሕቶታት ቀብሪ፣ አሏህ ዝአዘዘሎም ንዝኾኑ ዓይነታት ዒባዳ ከምኡ `ውን ብዛዕባ ብርኪታት ዲነል ኢስላም መብራህርሂ ዝሃቡሉ እንትኸውን ብኺታብ ቀዋዒዱል አርበዕ....

Image

እስልምና ናይ ኣላህ ጎይታ ዓለማት ዝኾነ ሃይማኖት ኢዩ። - (ትግርኛ)

እስልምና ናይ ኣላህ ጎይታ ዓለማት ዝኾነ ሃይማኖት ኢዩ።

Image

ብዛዕባ እስልምና ተማሃሩ - (ትግርኛ)

ዝተፈላለየ እኩብ ንዋት ዳዕዋ ዝሓዘ መስተጋብራዊ ፋይል፡ ቪድዮታት፡ ቅዳሓት ድምጺ፡ መጻሕፍቲ፡ ከምኡ’ውን መርበብ ሓበሬታታት።